ምኽሪ

ኣብዚ ምኽሪታት ብተን ኮሙን ዛይኻይድን ንጥፍታት ኣፍልጦ ምግባርካ ኡውን ጽቡቕ አዩ፣ ንኣብነት ምስ ሓደስቲ ስባት ክትላለን ቋንቋ ሽወደን ክትላመድን ክትጥቐምልን ትኽእል እኻ።

Invitationsdepartementet ክፍሊ ዕድመ

(Invitationsdepartementet) ቤት- ጽሕፈት ዕድመ ግብጃ ማለት ኣብ ምሳሕ ምስ ካልኡት ሰባት ተራኺብካ ቋንቋ ሽወደን እትላመደሉ፣ መስ ካልኡት ትላለየሉ መደብ አዩ፣ ኢንቪተሹንደፓርመንት ‏መንጎኛ ኾይንካ ካልኡት ‏ውልቀ፡ሰባት‏ ንኽተላሊ ዝሕግዘካ ስለ ዝኾነ፣ ተገዳስነት ኣብ መርበቦም ተገዳስነትካ ኣቅሪብ።

Invitationsdepartementet Länk till annan webbplats.

ብዛዕባ ሽወደን ሓበሬታ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት

ብዘይካ እዘን ቋንቋታት ተወሳኺ ሓበሬታት ደሊኻ ዶ? ንመርበብ InformationSverige ተዛወር፣ ንሱ ድማ ከም ሓዲሽ መጻኢ መጠን ንዓኻ ዚኣዘውተረ እዩ።

InformationSverige Länk till annan webbplats, öppnas i nytt fönster.

ቦርን ካናለንን ቦሊቦምፓን

ኣብ ተለቪዥን ሓዲሽ ቋንቋ ክትማሃር ሓሓደ ግዜ ከቢድ አዩ፣ ምኽንያቱ መብዛሕቲኦም ኣብ ጢቪ ብቕልጡፍ አዮም ዝዛረቡ። ብኣንጻሩ‏ ሓደ ካብተን ጽቡቓት ኣገባብ ናይ ኣስትምህሮ ሓዲሽ ቋንቋ ምርኣይ መደብ ህጻናት እዩ፣ ምኽንይቱ ቀሊል ቋንቋ ምስ ዝሑል ዝበለ ደረጃ ‏ቅልጣፈ ብሙዃኑ እዩ። ኣብ መዓልቲ ብዙሃኑ፣ ኣብ መስመር ቲቪ ቦርንካናለን ቋንቋ ሽወደን ንህጻናት ክትረኽብ ትኽእል እኻ፣ እንተላይ ናቶም መርበብ ኣንተርነት ምርአይ‏ ወይ ኣፕ እውን ይካኣል እዩ። ናቶም ምርብብ እንተርነት ብጻሕ እሞ። ብዙሕ ምስ ክልተኡም ኣባጽሕን ህጻናትን ዝሰማማዕ መደባት መደባት ኣሎ።

Barnkanalen Länk till annan webbplats.

ኮምፒስ ስቨሪያ

ዕላማ ናይ ኮምፒስ ስቨሪያ ደረት፡ኣልቦነት ኣብ ሞንጎ ሓደሽቲ መጻእተኛታት ኣጋይሽን እቶም ነበርቲ ዓዲ ዝኾኑ አዩ። ምስ ሓዲሽ ዓርኪ ክትላለ እትደሊ ዶ? ‏እቲ ቐንዲ ካባኻ ወይ ካብኦም ዚድለ ነገር ብውሑዱ‏ ምርኻብ‏ ናይ ኣብ ትሕቲ‏ ሽድሽተ ወርሒ‏ ጥራይ‏ እዩ። እንተኹነ ግን ካብኡ ንላዕሊ ነዊሕ ዝምድና ምህላዉ ዓቢ ተስፋ አዩ። ብተወሳኺ ኮምፒስ ስቨሪያ ናጻ መሕበራዊ ነጥፈታት ይሰርዕ። ኣብዚ ሕጂ ይኻየዳ ዘሎወን ነጥፈታት ክትር ኢ ትኽእል እኻ:

ኮምፒስ ስቨሪያ Länk till annan webbplats.

ርክባት ኣብ ሎማ ኮሙን

ከምኡውን ዝተፈላለየ ደገፋት

ተወሳኺ ብዛዕባ ሎማ ኮሙን

ኣብዚ ሁሉው ፖለቲካዊ ውሳኔታት ክትኽተል ትክእል እኻ፣ ንኣብነት ሓበሬታ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ክትረክብ፣እቲ ዚምልከት ክትፈልጥ ከምኡውን ሕቶታትካን ርእይቶ‏ታትካን ንምቕራብ‏።

ፌስቦክ

www.facebook.com/lommakommun

አንስትግራም

www.instagram.com/lommakommun/

ኣድራሻ ብጽሓት

Lomma kommun

Hamngatan 3, Lomma

ግዜታት ስራሕ

ሰሰኑይ ፣ረረቡዕን ሓሓሙስን 08.00–16.30

ሰሰሉስ 08.00–18.00

ኣዓርቢ 08.00–15.00

ርክብ

ተለፎን. 040-641 10 00

ኢ ሜል: info@lomma.se

  • Ingen giltig användare vald.

Sidansvarig: Lucia Prieto De La Fuente

Senast uppdaterad: