ቤት-ንባብ

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ሉማ ብናጻ መጻሕፍትን ጋዜጣን ትልቅሓሉን ከምኡ ውን ሰነዳት ብጽሑፍ ካብ ኮምፒተር ተውጻሉን ክልተ ቤት ንባብ ኣለዉ። እተን ቤት ንባብ ብዘይካ`ዚ ካሊእ ንጥፈታት ውን የአንግዳ`የን፡ ንኣብነት ግዜ ዛንታታት፡ ምርኢት ፊልምታት፡ ምብጻሕ ጸሓፍቲ፡ ክበብ መጻሕፍትን ምርኢት ኦፔራን የአንግዳ።
ሓንቲ ቤት-ንባብ ኣብ ሉማ ኣላ ሓንቲ ካኣ ኣብ ብያሬድ።
ቤት-ንባብ ሉማ(Lomma)
Hamntorget 1, Lomma
ቴለፎን: 040-641 13 73
ኢ- ሜል: lomma.bibliotek@lomma.se
ቤት-ንባብ ብያሬድ (Bjärred)
Folkungavägen 6, Bjärred
ቴለፎን: 040-641 17 93
ቴለፎን: bjerred.bibliotek@lomma.se
Sidansvarig: Lucia Prieto De La Fuente
Senast uppdaterad: