ማሕበራዊ ንጥፈታት

ኣብዚ ንኣብነት ከም ሓድሽ መጻኢ ናብ ሽወደን ክትገብሮ ትኽእል ቡዙሕ ዝተፈላለየ ዓይነት ንጥፈታት ትዕዘብ።

ርሑው መዋእለ ህጻናት

ናዓኻ ንኣብ ገዛ ምስ ህጻን ትውዕል ርሑው መዋእለ ህጻናት ዝበሃል ኣሎ። ከም ወላዲ ኩሉ ሳዕ ምስ ውላድካ ኮንካ ሓላፍነት ትስከም፡ ካልኦት ስድራቤታትን ህጻናትንንኽትራኸብ ግን ጽቡቕ መገዲ`ዩ፡ እቶም ህጻናት ብሓባር ክጻወቱ ካኣ ጽቡቕ ኣጋጣሚ`ዩ። ብናጻ ኮይኑ ኣቐዲምካ ምምልካት`ውን ኣየድልዮን`ዩ።

ርሑው መዋእለ ህጻናት

ናይ ቋንቋ መራኸቢ ቦታ (Språkcafé)

ኣብ ጽፕርåክቻፍè ተራኺብና ቡን እንዳ ሰተና ናይ ቋንቋ ልምምድን ከም ሓድሽ መጻኢ ኣብዚ ምምሕዳር ከባቢ ሉማ ክትቅመጥ ከመይ ከምዝኾነን ነዋግዕ።

ቴለፎን: ሎማ ኮሙን, 0733-41 14 88

(ምሕዝነት)Vänfamilj

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ሉማ ሓደ መሓዛ ስድራቤት (vänfamilj) ክትረክብ ተኽእሎ ኣሎ። መሓዛ ስድራቤት ዝበሃሉ ውልቀሰባት ኮይኖም ኣብ ናጻ ግዝየኦም ኣብ ቋንቋ ይኹን ሕብረተሰብ ሽወደን ዘድልየካ ኣፍልጦ ክትረክብ ይሕግዙኻ፡ ከምኡ ውን ገለ እዋናት ቡን ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ንጥፈታት ምሳኻ ይካፈሉ። ምስ መሓዛ ስድራቤት ክትራኸብ ድሌት እንተ ዳኣ ኣለካ ንናይ መደብ ምትካል እግሪ ተሓጋገዚኻ ክተሓባበረካ ሕተቶ።

ተውሳኺ ምኽሪ ናዓኻ ንሓድሽ መጻኢ

  • Ingen giltig användare vald.

Sidansvarig: Lucia Prieto De La Fuente

Senast uppdaterad: