ደገፋትን ርክባትን
ተቖጻጻሪ መትከል አግሪ
ንስኻ ናብ ሎማ ኮሙን ዝቐየርካ ካብ ተቖጻጻሪ መትከል አግሪ ይድልየካ እንተኹይኑ፣ ደገፍ ክዋሃበካ ይካኣል። ገለኡም ተቖጻጸርቲ መደብ መትከል እግሪ ናቶም ተመክሮ ኣሎዎም። ምኽንያቱ ንሱም ድማ ናብ ሽወደን ካብ ካልኦት ሃገራት ስለዘ መጹ።
ተቖጻጻሪ መትከል አግሪ ኣብ ሎማ ኮሙን
- Suha Alrawi: suha.alrawi@lomma.se
- Fadi Bakheet: fadi.bakheet@lomma.se
ተለፎን: ምስ ተቖጻጻሪ መትከል አግሪ ሽዑብሽዑ ክትዛረብ ናብ መለዋወጢ መደበር ደዊልካ ኣራኽቡኒ ክትብሎም ትኽእል እኻ፣ 040-641 10 00።
መምርሒን ተወሳኺ ደገፍ
ኣብ ሎማ ኮሙን ከም ሓዲሽ መጻኢ መጠን ኣዝዩ ዘገዳሲ ሕቶ፣ ከም ኣስቶርጉሞ ናይ በዓል ስልጣን ደብዳቤ፣ ምምልካት ናብ ኣብ ንጥፈኣት ክትሳተፍ፣ ወይ ዝኾነ ካልእ ነገር ኣለካ ዶ፧? ኩሉ ግዜ ናባና ኣብ ሎማ ኮሙን ብድሓን መጻእ። ግዜ ንሕጽር ዝበላ ኣኼባታት አዩ ትሓሲቡ፣ ምስ ዕድል ናይ ምእዛዝ ሓዲሽ ግዜ ኣብኡ መዓልቲ ውይ ድንጊ ኣልካ ኣብ ሰሙን።
ኣድራሻ: Hamngatan 3, Lomma
ተለፎን: 040-641 10 00
ግዜታት ምቕባል: ስሰሉስ ሰዓት. 10.00–11.30 ከምኡውን ረረቡዕ፣ ሰዓት. 15.00–16.30.
ግዜታት ምድዋል: ሰሰኑይን ሓሓሙስ ስዓት. 13.00–14.00 ከምኡውን ስዓት. 10.00–11.30.
Sidansvarig: Lucia Prieto De La Fuente
Senast uppdaterad: